Notice

ምልክታ

ናይ ውሽጢ ዕብየት ምልክታ

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክ/ትግራይ ቐፂሉ ኣብ ዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ናይ ውሽጢ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብዕቤት ክምድብ ይደሊ።

 

ሪ.ቑ

ስራሕ መደብ

ብርኪ

ትምህርቲ

ልምዲ ስራሕ

መ.መ.

ቁፅሪ

መሃያ

በዝሒ

ስራሕ ክፍሊ

ኣግባብ ዘለዎ

ተዘዋዋሪ ኣግባብ ዘለዎ

1

ኦዲት ጉጅለ መተሓባበሪ ብርኪ-II

 

 

ፕሳ-6

Øብኤ ድግሪን ካብኡ ንላዕልን

ኣካዉንቲነግ፣ ፋይናንስን ኣካዉንቲንግን፣ ፋይናንስን ኦዲትን፣ ብኮኦፕሬቲቭ ኦዲትንግ፣ ማነጅመንት፣ ኢኮኖሚክስን ካልኦት ተመሳሳሊ ዝተመረቐ/ት

v1 ዓመት ብናይ ደገ  ኦዲተርነት ወይ ድማ እንተወሓደ  2 ዓመት ብሒሳብ  ሰራሕተኛነት፣ ብሕ/ስ/ማ/ ኦዲተርነት  ዝሰርሐ/ት  ኮይኑ፦

Øብዉሽጢ ኦዲተርነት/ሕ/ስ/ማሕበራት ኦዲተርነት

Øብሒሳብ ሰራሕተኛነት/ሓላፍነት

Øብናይ ዓዲ ውሽጢ እቶት ሓላፍነት

Øብናይ ዓዲ ውሽጢ እቶት ኦዲተርነት/ኢንስፔክተርነት/

Øብፋይናንስ ኢንስፔክተርነት

Øብትልምን ፋይናንስን ሓላፍነት

Øብፋይናንስን ንብ/ምምሕዳርን ሓላፍነት

Øብናይ ደገ ኦዲት ሪፖርት ምውዳድ ዝሰርሐ/ት

Øብልምዓታዊ ትልሚ ኪኢላነት

Øካሊእ ተመሳሳሊ ልምዲ ስራሕ ዘለዎ/ዋ

vኣብ ላዕሊ ብዝተጠቐሱ ዓይነት ስራሕ ልምዲ 4 ዓመት ዘማለአ እንተኾይኑ፦

Ø  ብጠቅላላ 6 ዓመት  ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

 

vበቶም ቐጥታ ኣግባብ ስራሕ ልምዲ 4 ዓመት ዘማለአ ኾይኑ፦

Øብካሊእ ብተዘዋዋሪ ዝተረኸበ ሰራሕ ልምዲ

17-2-20

2934

1

ኣውራ ከይዲ ስራሕ ኦዲት

(ፋይናንሻል)

 

ተወሳኺ ሓበሬታ

  • ናይ ምዝገባ ጊዜ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ንተኸታተልቲ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ
  • ኣብ ውልቀ ማህደር ካብ ዘሎ መረዳእታ ብተወሳኺ ኣለኒ ዝብል ከተሓሕዝ ይከኣል ‘ዩ።
  • ናይ ፈተና ጊዜ ኣብ ቀፃሊ  ክግለፅ እዩ።

 

"ምስ ሰላምታ"

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር