Notice

ኣወዳድባ ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ

ቤት ፅሕፈትዋና ኦዲተር ብመንግስቲ ዝተዋሃቦ ልኡኽን ባዕሉ ዝሓንፀፆ ራእይን ንምዕዋት ኣብ ክልተ ኣውራ ከይዲ ስርሓቲን ኣብ 4 ደገፍቲ ከይዲ ስርሓቲን ተወዲቡ  ልአኽትኡ እና ፈፀመ ይርከብ መንግስታዊ ቤት ዕዮ እዩ። እቶም ቀንዲመሓውራቱ ድማ

1. ኣውራ ከይዲ ስራሕ ኦዲት

2. ኣውራ ከይዲ ስራሕ ግልጋሎትምኽሪ መፅናዕቲን ምርምርን ስልጠናን ክትትል ኦዲትን

3. ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን

4. ደጋፊ ከይዲስራሕ ልምዓታዊ ትልምን ምዕባለ ሓይሊ ሰብን

5. ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ርክብ ህዝቢ

6. ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን

7. ኪኢላታት ሕጊ፤ ስርዓተ ፆታን ውሽጢ ኦዲትን ዘሓዘ እዩ።

OTAG Structure